ኣገደስቲ መሰረታዊያን ሓረግ ሕግታት
ኣብ ስዊዘርላንድ ትነብር እንተኾንካ ሕገ መንግስቲ ፌደራልን ሕግታትን ክትክተል ኣለካ። እዚ ማለት ንኣብነት፦ ኵሎም ሰባት ንሓድሕዶም ይከባበሩ እዮም። ኩሉ ሰብ ብማዕረ እዩ ዝሕሰብ፣ ዝኾነ ሰብ ኣድልዎ ኣይግበረሉን እዩ። ኣብ Basel ትነብር እንተኾንካ ጀርመንኛ ክትመሃር ይግባእ። ብገንዘብ እውን ንነብስኻ ክትከናኸና ይግባእ።
ውህደት ግን ኩሉ ሰብ ምስ ዝሳተፍ ጥራይ እዩ ዝሰርሕ። ህዝቢ ባዘል ክፉት ክኸውን ይግባእ። ክሕብሩኻን ክድግፉኻን ይግባእ።