ናይ ራዲዮን ተለቪዥንን ክፍሊት
ናይ ራዲዮን ተለቪዥንን ክፍሊት (Radio- und Fernsehgebühren፣ መሳርሒ ብዘየገድስ) ብምሰረት ኩሎም ገዛታት ኣብ ስዊዘርላንድ ክኸፍሉ ኣለዎም። ምስዚ ሕጋዊ ክፍሊት: ኩሉ ፕሮግራማት ናይ ህዝባዊ ሕጋዊ መሰላት ናይ ስዊስ ራዲዮን ተለቪዥንን (SRG SSR) ከምኡ ውን ናይ ውልቂ ራዲዮን ተለቪዥንን ሓገዛት ይረኽቡ።ንምእካብ እዚ ክፍሊት ቢላግ/serafe/ ሓላፍነት ይወስድ። እቲ ክፍሊት ሓንሳዕ ኣብ ዓመት ክለዓል እዩ። ናይ መመላእታ ገንዘብ (Ergänzungsleistungen) ዝወስዱ ሰባት ካብዚ ክፍሊት ነጻ ኢዮም።